المدة الزمنية 31:5

ማጨሎ (ክፋል 30) - MaChelo (Part 30), June 21, 2020 - ERi-TV Drama Series

351 117 مشاهدة
0
8.2 K
تم نشره في 2020/06/22

Follow us on facebook: https://www.facebook.com/DendenMedia/ ማጨሎ (ክፋል 30) - MaChelo (Part 30), June 21, 2020 - ERi-TV Drama Series To watch previous episodes click here /playlist/PLjrXQ8yRJDlyDquZEshtSd6a3gsg2H4wx Unauthorized distribution of ERi-TV content is strictly prohibited. To subscribe to ERi-TV & DimTsi Hafash live streaming visit https://www.dendenmedia.com/ To access ERi-TV Official YouTube Chanel visit /c/EriTVEritreaOfficial To access DimTsi Hafash Official YouTube Chanel visit

الفئة

عرض المزيد

تعليقات - 376
  • @
    @yishakweldemariamweldesila13منذ 4 سنوات Bana, one of the best characters of this film. She is doing excellent!!! 4
  • @
    @habtomsweden1807منذ 4 سنوات ጽቡቅ ስራሕ ደቅዛ ሓላል መሬት ምሳካትኩምሲ ኣብ ስኔማታት ምስ ስድራካን ኮፍ ኢልካ ክንካታቶሎ እዩ ኔርና ካብ ደይተረክበ ግን ብቢዘለናዮ ጥዕናን ይፍጠረልና። 20
  • @
    @binamkidane472منذ 4 سنوات ሰላም. ኣብ ዝሃለና ሃሊና ኪዳነምህረት ትሓልወና ጾምና ብሰላም የፈጽመና ምስ እቶም ንፈትዎም ስድራና የራክበና መድሃኔኣለም ኣሜን ❤️❤️ 227
  • @
    @melesgebremedhin9339منذ 4 سنوات ናይ ሂወት ድራማ ከምዚ መምሃራይ ድራማ ክስራሕ ከሎ ደስ ይብለካ ዋላ ክትሪኦ እውን ትህወኽ ቀፅልሉ ሓውኩም ካብ ትግራይ 21
  • @
    @mikielmhretab5807منذ 4 سنوات Be proud as usual we thanked you for your great explanation of our culture and your good acting in this film 3
  • @
    @gnniethio1070منذ 4 سنوات እንኳን ደህና መጣችሁ ኢትዮጵያንና ኤርትራን እግዚአብሔር ከዚ አስከፊ ወረርሽኝ ኮሮና ቤሩስ ይጠብቀን 14
  • @
    @user-ec9dj4yu7sمنذ 4 سنوات እንካዓ ብሰላም ምፃኩም ደቂ ኤሬ ሸኮራት አደናቂቅኩም ሕፍትኩም ካብ ትግራይ እየ 42
  • @
    @bayanalasheril7293منذ 4 سنوات ክክክ እዋይ ኩሉኩም ደስ ክትብሉ ብሕልፊ ኣቦይ ገረሰአ ገለ መቀረት ኣለዎም።ድሓር መንእሰያትና በጃኩም ተማሓሩ ካብ ሳሰ ሄዋን ክብርቲ እያ ሓፍቲ ሰበይቲ ብኣይቢኡ መዳሮግቲ ዘይብላ ኣደ ስለዚ ኣዋልድ ኣይተንብኡ ደቂ ኤረ ጻእዳ ሰላምኩም ይብዛሕ። 6
  • @
    @hgawi-fp7uq9gp5jمنذ 4 سنوات እንቅዓ ዳሓን መጻኩም ደቂ Eri
    ሓላላት ወትሩ ቡሉጻት 20 ሰነ ከመይ ሓሊፉ እንዳ በልኩ ዘልኣለማዊ ዝክሪን ክብርን ንስዋኣትና ዓወት ንህዝቢ Eri❤። ህዝበይ ኣምላክ ሰላምን ፍቅርን የውርደልና ኣኣብ ዘለናዮ❤
    35
  • @
    @luli470منذ 4 سنوات የቀንየልና ኣነ ድኣ ዝመጽእ ቀዳመ ሰንበት ተጸብየ. :: 27
  • @
    @user-zv7eb8ou9vمنذ 4 سنوات ፅብቕቲ ፊልም እያ ክትረኤ ዝግባኣ ስራሕ ናይባሓቂ ኣጆኹም ሙቁራት አሑዋተይ ንካታቶሎኩም እና ዕድመን ጥዕናን ይሃቡኩም 1
  • @
    @user-xn4nq8sm6dمنذ 4 سنوات ኣየ ሳሰ ሓራሙ አንዳ ጠበስካ ተኸኽ ኣቢልካየን
    ንብዓተን ግን ኣይሰደካን አዩ ንግዚኡ ጡኡም አዩ ደሃር ግን መርገመን ኮለል አዩ ዝብለካ
    26
  • @
    @user-ry4nw6ix3qمنذ 4 سنوات ባሓቂ ማጮሎ፡ኣብ ነብስ ወከፍ ባህርን ጠባይን ደበሳይ ወልዱዩ ዘቐድም።ፉሉይ ትዕድልቲ።ናይ ባሓቂ ደበሳይ
  • @
    @habtomblackman9649منذ 4 سنوات Deqi ere halalt enkea bdehan mexakum bhankewta knxbeyekum xenihna Love for ever 3
  • @
    @user-mw2cj7sj9lمنذ 4 سنوات እኻዕ ዳሓን መጻእኩም እዳ ማጨሎ እውይ ሰምሃር ብጣዕሚ ኣደጊጻትኒ ጋል ትረክቦ እካ ዘይውዳ መከራ ኢዩ 1
  • @
    @salmaabdulkadir7538منذ 4 سنوات Shkorinatat Eretrians
    ❤❤❤
    We love you all brothers and sisters
  • @
    @tsegatewelde3440منذ 4 سنوات Thanks alot oromay ab zmexe senbet enabelkus machalo debek elatni. My Lovely film 2
  • @
    @user-rj8rn1eg3rمنذ 4 سنوات ኣቱም ሙቁራት እንቃዕ ደሓን መጻእኩም ማዕከንኩም የሰስኖ ኣምላክ ደቂ ኤሩ 3
  • @
    @habtomissak3967منذ 4 سنوات Viva deki erey mearey edmen tienan yhabkum 1
  • @
    @dadiangadadianga1861منذ 4 سنوات ሃገረይ ማዓረይ ካብ ሰባብ ኮረና ኣምላክ ይሓልኪ ናይ ህግደፍ ከይኣክለክስ ሕጂ ከኣ እዚ ረሳሕ ሕማም ዋይ ኣነ ደቅክስ ከኣ እባ ኣብ ስደት ተደርብዮም ኣለዉ 17
  • @
    @philmon3937منذ 4 سنوات Sergenti shkor nay hji ka gerense kkķkkk
    Like for sergenti.
  • @
    @hajereynatey8456منذ 4 سنوات Enkae bdehan mexakum deqi ereyyyy shikorinatat i love you 2
  • @
    @ImproudbTigrinyaمنذ 4 سنوات ይኣከ ኣነ ይሓጽረኒ ኣሎ እዚ ፊልም ኤልሳ ከይርኣክዋ ተወዲኣ 9
  • @
    @user-habeshawitمنذ 4 سنوات እውይ ሰምሃረይ ማዓረይ ኣሕዚናትኒ ኣይ ሳሰ ናይኢድካ ኣይትስኣን 9
  • @
    @mnbarhusum9506منذ 4 سنوات ሳሰ ኢድካ አይትሰአን ነዛ ዝፈትዋ ጋል አጥኒስካ
    አንቢዕካያ ኒያት አጆኪ ሐቂ ኮይኑ ስለ ተሰማዓኒ እየ።
  • @
    @haftomgirmay1914منذ 4 سنوات Lomi senbet aytetsbekun neyre so good movie eritrea 13
  • @
    @tsiontesfay3632منذ 4 سنوات ሰምሃረይ መዓረይ ኡፍፍፍ. አየ ጓል ዘይትረኽቦ ዘይብላ ኩሉ ጊዜ መከራ:: 1
  • @
    @yonatanyonatan4167منذ 4 سنوات ደቀንስቲዮ የሕዋተይ ካብ ሰምሃር ተማሃራ ንመላእ ደቂ erey admen tanan yhabeley fetari I Love mor deqi halalat meret 1
  • @
    @wedikahssay3101منذ 4 سنوات እንቃዕ ብሰላም መጻእኩምና ደቂ ኤረይ ጻዕዳ እግዛእብሄር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናይ ይሃብኩም። 4
  • @
    @filmonkidane2603منذ 4 سنوات Amlakna melu selam hibu ertriae melsu mstom neftwom sedrana bselam betena nenbrelu geze yeftrerna selam neakum ykun deqi eriii sikorrr 1
  • @
    @danielblackboy9453منذ 4 سنوات Welcome deqi halal meriet ajekum xbuq srah qexlwo amlak msakum ykun 1
  • @
    @abisol331منذ 4 سنوات Ja yehwat adey nafike maryam asemereyti 4
  • @
    @mbraktsegay4777منذ 4 سنوات Way eza films nay behaki eya timsleni
  • @
    @Sharon.91منذ 4 سنوات etti derasi si beztekaelo meten kenwha eyu zeften zello so kurub si yehewtetena , i hope he read the coments. 3
  • @
    @haregweynimeasho1062منذ 4 سنوات Tewelde shikorr kemey dina nifeteweka goyta tebay eka 10000 like
  • @
    @samizeregaber6402منذ 4 سنوات yake abey gerense kf zelewa sebay like habwo nebey gerense 1
  • @
    @brhaneselam577منذ 4 سنوات Wawwwww meharit azanagait feleyti Film koyna rekibeya
  • @
    @sanaytredae1406منذ 4 سنوات Ikaa dahane mtiska deki ereyi kulu Zazie tisbuki sirahe kexiluwo aidimeni tianani yahabikumi ⭐⭐⭐ 1
  • @
    @lulagoitom90منذ 4 سنوات Ermi hawey kulu desebekelu mekseb Sedra miss u.